ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2016 ናይ 12 ክፍሊ ሃገራዊ ፈተና ካብ ዝወሰዱ ልዕሊ 674-ሽሕ ተፈተንቲ 5.4% ወይ ድማ 36,409 ተማሃሮ ጥራሕ ንላዕለዋይ ትምህርቲ ምሕላፎም ሚኒስትር ትምህርቲ ምግላፁ ...
ንኽልተ ዘይቀጥታዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ኣንካራ ዘተኣናገደት ቱርኪየ፡ ኣብ ክንዲ ከም ዝቐደመ ንተወከልቲ ሃገራት ዓዲምካ ምዝርራብ፡ ብተናጸል ኣቐዲማ ምስቶም ተዛተይቲ ምልዛብ ከም ወሰነት ...
ኣብ በበይኑ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ሚሊሻን ፋኖን ብሰንኪ ዘሎ ግጭት ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ተመሃሮ ናብ ትምህርቲ ክምለሱ ከም ዘይከኣሉ ሓለፍቲ ...
" ክብል ከሲሱ። እዚ ወገን በቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ጉባኤ ዘካየደ ኣካል ህወሓት ካብ ኣባልነቱ ከም ዝተባረረ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ’ዩ። ኣብቲ ጉባኤ ህወሓት ምክትል ኣቦ-መንበር ኮይኖም ዝተመረፁ ኣይተ ...
Lebanon: Health Minister Firass Abiad said Thursday that 37 people had been killed and nearly 3,000 were wounded in a new ...
ጉጅለ ሑዝብላህ ዝጥቀመሉ ረድዮ መራኸቢታት ብምፍንጃሩ፡ ዛጊት 37 ሰባት ቀቲሉ፡ ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ድማ ምቝሳሉ ንሚኒስትሪ ጥዕና ሊባኖስ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ሓቢሩ። እተን ረድዮ ...
ጥሩፋት እስላማውያን ጕጅለ ኣብ መደበር መሰልጠኒ ፖሊስ ከተማ ባማኮ ማሊ ብዝፈጸሙዎ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 70 ሰባት ቀቲሎም ካልኦት ተወሰኽቲ 200 ድማ ኣቝሲሎም። እቲ ኣሃዝ ካብኡ ክዓቢ ከም ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ክኢላታት ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ስርዓት ጥዕና ንምምሕያሽ ካብ ዘጸግም ዘሎ ነገራት ሓደ ሕጽረት ምሁራት ሳይንስን ትርጉም ዘለዎ ማእከል መጽናዕቲን፡ ኣብታ ኣህጉር ስለዘየለ`ዩ ኢሎም ። ማእከል ህዝብን ...